መርሓባ ናብ ሽወደን
ኣብዚ ክፋል ናይዚ ኮርስ ብዛዕባ ናይ ሽወደን ታሪኽ፡ ባህልን ስርዓትን ዝምልከት ፍልጠት ክትቀስሙ ኢኹም፡፡ ኣብ ሽወደን ምዕባለ እንታይ ይመስል ከምኡ`ውን ትካላትና ከመይ ኢለን ዓብየን? ሕ/ሰብ ሽወደን ኣበየኖት ክብርታት ተመስሪቱ ከምዝተሃንጸን ጥራይ ዘይኮነስ ብተወሳኺ`ውን ኣብቲ እትነብርዎ ቦታ ዝርከባ ትካላት ከመይ ኣቢለን ከምዝሰርሓ ብዝምልከት ክትመሃሩ ኢኹም፡፡
ብዛዕባ ሽወደን ክፈልጦ ዝግበኣኒ ታሪኽ እንታይ ኣሎ?
•Migrationsverket (ቤት-ጽሕፈት ስደተኛታት)፡ Skatteverket (ቤት-ጽሕፈት ቀረጽ) ከምኡ`ውን ካልኦት ትካላትን ብከመይ ይሰርሓ?
•ሕ/ሰብ ሽወደን ኣበየኖት ክብርታት ኢዩ ተሃኒጹ ?
•ልምድታተይ /ባህለይ ክዕቅብ እኽእል`ዶ?