ኣብ ሽወደን ምንባር


 
Tips och stöd
 
እቲ ናይ ማሕበረሰብ ናይ ልልይ ኮርስ ምስ ተወድአ፡ ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ዘለካ መሰላትን ግዴታታትን ከምኡ’ውን ሃገር ሽወደንን ኮሙንካን ብኸመይ ከም ዝቖማን ከም ዝሰርሓን ዝያዳ ተማሂርካ ኣሎኻ። ብተወሳኺ ብዛዕባ ዕድላት ስራሕን ትምህርትን ኣፍልጦ፡ ኣብ ሕብረተሰብ ሽወደን ድማ ዝያዳ ክትሳተፍ ዘኽእለካ መጋበርያታት ረኺብካ ኣሎኻ።

ኣብ ጸጋማይ ሸነኽ ዘሎ ኩርናዓት፡ ንኣብነት ቋንቋ ሽወደን ምምሃርን ሕብረተሰብ ሽወደን ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ዝያዳ ሓበሬታን ንምርካ ብዝምልከት፡ ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ ናበይ ክትከይድ ከም እትኽእል ዝያዳ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter