01
ማሕበራዊ ልልይ
 
02
መርሓባ ናብ ሽወደን
 
03
ስራሕን ትምህርትን
 
04
ዲሞክራስን ተሳትፎን
 
05
ኣብ ሽወደን ምንባር
 
ምኽርን ደገፍን
 

Filmen om samhällsorientering finns på 10 språk. Dessa språk är arabiska, engelska, persiska, ryska, somaliska, spanska, svenska, thailändska, tigrinja och turkiska. Du kan se alla filmerna på YouTube.

ሓድሽ ኣብ ኣውራጃ ስቶኮልም

እዚ መካነ- መርበብ እዚ ነቶም ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሽወደን ኣትዮም ኣብ ከባቢ እስተኮሎም ዝቕመጡ ዝዓለመ እዩ።.ኣብ ከባቢ እስተኮለም ዝርከብ ማእከል ስልጠና ማሕበራዊ ልልይ ከሚዚ ብደሕሪ መካነ- መርበብና ተገሊጹ ዘሎ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ዝምልከት ስልጠናታት ብቅንቃ ኣደ ወዲቡ የዳሉ። ኣብዚ ናይ 100 ነዊሕ ሰዓታት ስልጠና እቶም ተሳተፍቲ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ከመይ ኢሉ ከም ዝሰርሕን ብዛዕባ መሰላቶምን ግዴታታቶምን ክመሃሩ እዮም።.
ገለ ውሑዳት ሓበሬታታት ብዛዕባ እቲ ስልጠናታት ኣብዚ መካነ-መርበብ ብቋንቋታት ሽወደን፡ እንግሊዝ ዓረብ፡ ፐርሺያ፡ትግርኛ፡ከምኡ ውን ሶማልኛ ተዘርዚሮም ኣሎዉ። ኣብቲ ናይ ቋንቋ መሐበሪ ኣብ ላዕለዋይ ወገን ናይቲ ገጽ ጠዊቕኩም ቋንቋ ክትመርጹ ትኽእሉ። ብኽብረትኩም ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ተወከሱና።.

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter