Informationsverige

መርበብ ሓበሬታ informationsverige.se ንሓደስቲ መጻእቲ ሓበሬታ ዚህብ ናይቲ ወረዳ ምምሕዳር ቦርድ ሓባራዊ ፖርታል/መእተዊ እዩ። ኣብኡ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ሓበሬታ ኣሎ፡ ንሱ ድማ ምስ ኩሉ’ቲ ኣብ ማሕበራዊ ልልይ እትመሃሮ ዝመሳሰል እዩ። እቲ ፖርታል ብዛዕባ ንኣብነት ስራሕ፡ መንበሪ፡ ትርፊ ግዜ፡ ዚምልከት ሓበሬታ ይህብ።

እቲ መርበብ ሓበሬታ፡ ናብ ሓያሎ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ተተርጒሙ ኣሎ። እቶም ናይቲ ወረዳ ቦርድ ኢዮም ነቲ ገጽ መርበብ ዘካይዱን ዘማዕብሉን።

እቲ መርበብ ሓበሬታ፡ ቋንቋ ሽወደን ንምምሃር ዝሕግዙ መጋበርያታት ኣለዎ፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ሃገር ክትርእዮም ዘለካ ዝተፈላለዩ ነገራት ዝምልከት ናይ ንጥፈታት መቝጸሪ ወይ ካለንዳር ኣለዎ።

ናይ ወረዳ ምምሕዳር ቦርድ መርበብ ሓበሬታ informationsverige.se

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter