ኮቪድ-19

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ትካል ህዝባዊ ጥዕና፡ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ዝቐረበ ንኮሮናቫይረስ ዚምልከት ሓበሬታ

ብዛዕባ ኮሮና ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ዘሎ መስመር ቴሌፎን

ድሕረ ባይታ ስደት ዘለዎም ሰባት ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ሓገዝ ንምርካብ ናብ መስመር ተሌፎን ኪድውሉ ይኽእሉ። ብቛንቋታት ዓረብኛ፣ ሶማሊ፡ ፋርሲ፡ ዳሪ፣ ትግርኛ/ኣምሓርኛ፡ ሩስያን ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል። እቶም ኣብ ትራንስኩልቱረልት ሰንትሩም ዝርከቡ መራኸብቲ ጥዕና እዮም ብዛዕባ ኮሮና ዝምልከት ሓፈሻዊ ሕቶታት ዚምልሹ።

መርበብ ሓበሬታ ትራንስኩልቱረልት ሰንትሩም

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter