ቋንቋ ካፌ/
Språkcaféer
ኣብ ሓደ ናይ ቋንቋ ካፈ ብቛንቋ ሽወደን ወይ ብኻልእ ቋንቋታት ክትዛረብ፡ ባህላዊ ግዳሴታትካ ከተካፍል ወይ ድማ ክትዘናግዕ ወይ ድማ ምስ ሰባት ጥራይ ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ። ናይ ቋንቋ ካፈታት ንኣብነት ኣብ ቤተመጻሕፍቲ፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ወይ ኣብ ኢንተርነት ብምእታው ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ገለ ኣብነታት ዚሕብሩ መላግቦታት ኣብ ታሕቲ ኣለዉ።
Täby församling och Röda Korsets Täbykrets samarbetar kring ett språkcafe: Prata svenska-café i Täby
MeetSollentuna – träna svenska på Sollentuna bibliotek
Språkcaféer på Stockholms stads bibliotek
Svenska kyrkan och Equmeniakyrkan har språkcaféer i Väsby.
Språkcafe i Huddinge, som Svenska kyrkan driver
Röda korsets aktiviteter i Stockholm, bland annat Språkverkstan