Samhället kan ge stöd och hjälp – tigrinja




www.bris.se

www.kvinnonet.net

www.elektra.se
ሰራሕተኛታት ድጋፍን ቅልውላውን
(Stöd – och krisjourer )
እቶም ንዝተፈላለየ ዓመጻዊ ወይ ጎነጻዊ ስጉምታት ዝተሳጥሑ ሰባት፡ ብምምሕዳር ከተማ ድጋፋት ክግበረለኦም ይኽእል። መብዛሕትአን ምምሕዳር ከተማታት፡ ነቶም ጎንጻዊ ስጉምቲ ዝወስዱ ወይ ውን ዓመጽቲ ውን ከይትረፈ ዝተፈላለየ ድጋፋዊ ኣገልግሎታት ይህባ። ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ዝርከባ ምምሕዳር ከተማታት፡ ኣብዚ መዳይ እንታይ ዓይነት ድጋፋ ይገብራ ንዝብል ተወሳኺ ዝርዝር ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ወይ ሊንኪታት ኣለኩም። ብዜካ’ዚ ብምምሕዳር ከተማ ዝወሃብ ኣገልግሎት፡ ኣብ ተሃዋሲ እዋናት ተመሳሳሊ ድጋፍን ምኽርን ዝህቡ ብርክት ዝበሉ ወገናት ኣለዉ። መብዛሕትአን እዘን ማእከላት 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ይህባ። ናብዘን ማእከላት ዝድውል ሰብ ውን እንተኾነ፡ መንነቱ ከየጋለጸ ክድውል ይኽእል እዩ።





www.polisen.se/komtilloss

www.boj.se

RFSL Stödmottagning (RFSL support service)
www.rfsl.se/verksamhet/stod/

www.kvinnofrid.se

www.terrafem.org

www.somaya.se

www.rikskriscentrum.se

www.mansjouren.se
ኦሪጎ፡ ማእከል ድጋፍ ንግዳያት ስድራቤታዊ ጎንጽን ጸቕጥን ኣውራጃ ስቶክሆልም
እዚ ትካል’ዚ፡ ነቶም ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ዝነብሩ፡ ግዳይ ስድራቤታዊ ጎነጽን ጸቕጥን ዝኾኑ መንእሰያት ምኽርን ድጋፍን ዝህብ ማእከል እዩ። ዋላ ውን እቶም ኣብ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ዝሰርሑ ሰባት ውን ብመንገዲ ናይ’ዚ ትካል፡ ንስርሖም ዝምልከት ናይ ድጋፍን ምኽርን ኣገልግሎታት ክወሃቦም ይኽእል እዩ።
Origo – Resurscentrum mot hedersrelaterat förtryck och våld i Stockholms län