Jämställdhet – tigrinja

Demokrati och styre | Mänskliga rättigheter | Jämställdhet

ንመሰል ማዕርነት ዝምልከት ንጥፈታት ወይ ጻዕሪታት ገለ ንምጥቃስ፡
  •  ብደቂ-ተባዕትዮ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣንስትዮ ዝካየድ በደላትን ግፍዒታትን ምቅላስ።
  •  መንዝርናን ንግዲ ደቂ-ሰባትን ምቅላስ።
  •  ጥዕና ደቂ-ኣንስትዮ ንምምሕያሽ ምቅላስ።
  •  ምዕሩይ ደሞዝ ንኽህሉ ምቅላስ
  •  ማዕርነት ኣብ ቤት-ትምህርቲ ንኽረጋገጽ ምቅላስ።

 

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter