ምምሕዳር ከተማታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም

(Kommun och politik i Stockholms län)

ምምሕዳር ከተማታት፡ ብፖለቲከኛታት እዩ ዝምራሕ። ኣብቲ ኣብ ነፊሲ-ወከፍ 4 ዓመት ምርጫ፡ ኩሎም ዜጋታት፡ ንዝነብርዎ ምምሕዳር ከተማ ዝመሓድሩ ፖለቲካዊ ሰልፊታት (ኮሚተ ምምሕዳር ከተማ) ይመርጹ። ንንጥፈታት ምምሕዳር ከተማታት ዝምልከት ውሳኔታት ኣብ ክሊ ኮሚተ ምምሕዳር ከተማ እዩ ዝወሰን።


ሓላፍነታት ምምሕዳር ከተማ ብሕጊ መስረተ እዚ ዝስዕብ የጠቓልል

(Exempel på verksamheter som kommunen enligt lag har ansvar för)

 

• መውዓሊ-ህጻናትን ትምህርትን

• ናይ ካልኣይ-ደረጃ ኣገልግሎት ትምህርቲ

• ክንክን ወይ ምህብሓብ ዓበይቲ

• ንኣካለ ስንኩላንን ዝግበር ናይ ክንክን ኣገልግሎታት

• ገንዘባዊ ሓገዝ መናበሪ

• ቤት-ንባብ

• ውጥናት ህንጻን ምስ ህንጻ ዝተተሓሓዘ ሕቶታትን

• ኣከባብያውን ጥዕናዊ ድሕነትን

• ኣገልጎት ማይን ምጕሓፍን

• ጽሬትን ምምህዳር ኣገባባት ኣጎሓህፋን

• ክንክን ጎደናትናታን መናፈሻታትን ከተማ


 

 

 

 

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter