Lag mot diskriminering – tigrinja

Demokrati och styre | Mänskliga rättigheter | Lag mot diskriminering

  • ዓሌታዊ መበቆል፡- ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበት፡ መበቆል ወይ ውን ቋንቋ ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ሃይማኖት ወይ ውን ካልእ እምነት፡- ብሰንኪ ሃይማኖት ወይ ውን ኣምነት ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ስንክልና፡- ብሰንኪ ኣካላዊ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ወይ ተፈጥሮኣዊ ስንክልና፡ ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ጾታ፡- ብሰንኪ ጾታ፡ ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ጾታ-ሰገር መንነት ወይ ውን መለለዪ፡- ሓደ ሰብ ካብ ክልቲኣኡ ጾታታት ካልእ ጾታዊ ዝምባሌ ምስ ዝህልዎ፡ ንኣብነት ኣይሰብኣይ ኣይሰበይቲ እየ ወይ ውን ሰባኣይ ከሎ ሰበይቲ ክመስል ምስ ዝደሊ ወዘተ፡ ወይ ውን ብኣገባብ ኣከዳድንኡ፡ ብሰንኪ’ዚ ክገትሞ ዝኽእል፡ ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ጾታዊ ዝምባሌ፡- ብሰንኪ ጾታዊ ዝምባሌ (ተጻራሪ ጾታዊ ዝባሌ፡ ክልተ-ጾታዊ ዝምባሌ ወይ ምስ ተመሳሳሊ ጾታዊ ዝምባሌ) ብሰንኪ ምህላው ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።
  • ዕድመ፡- ብሰንኪ ዕድመ፡ ብቐጥታ ወይ ውን ብዘይቀጥታዊ መንገዲ ምግላል።

 

ገለ ገለ ሕግታት ዝሁም (ገለልተኛ) እንከሎ፡ ነገለ ሰባት ወይ ክፋል ህብረተ-ሰብ ግን ብተዘዋዋሪ ዝይርትዓዊ ወይ ውን ገላሊ ኮይኑ ክርከብ ይኽእል። ንኣብነት ንደቂ-ኣንስትዮ።

ወሃብቲ-ስራሕ፡ ኣብያተ-ትምህርትታት፡ ዩኒቨርሲታትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኣግልሎ ንምጥፋእ ክቃለሳ ኣለወን።


 

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter