ናይቲ ኮርስ ምዝገባ

Anmälan till kursen

ኣብቲ ብቤትጽሕፈት መራኸቢ ስራሕ (ኣርበትስፎርመድሊንገን – arbetsförmedlingen) ዘሎ ናይ እግሪ ምትካል መደብ ምስ እትሳተፍ፡ እቲ ንኮርስ ዚምዝግበካ ሰብ፡ እቲ ኣካያዲ ኣርበትስፎርመድሊንገን  ወይ ኣብ ኮሙንካ ዝርከብ ኣሳላጢ ስራሕ (ሃንድለጋረ) እዩ።

ናይ ቤተሰብ ስደተኛ እንተ ኾንካ፡ እቲ ኮሙንካ ኢዩ ናብቲ ናይ ልልይ ማሕበረሰብ ኮርስ ንኺምዝግበካ ሓላፍነት ዘለዎ።

ማሕበራዊ ልልይ ብዚምልከት ክትመሃር ትደሊ ዲኻ?

ኣብ ምዝገባ ሓገዝ ንምርካብ ናብ ናይተን ኮሙናት ናይ ሓባር ቤትጽሕፈት ኢ-መይል ስደድ፣ ናይቲ ኢመይል ኣድራሻ sam@edu.stockholm.se

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter