ሓድሽ መጻኢ ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም

ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ዳርጋ 2,5 ሚልዮን ሰባት ይነብሩ። ብዙሓት ኣብ ሓደ ኮሙን ይቕመጡ ግን ኣብ ካልእ ኮሙን ይሰርሑ ወይ ይመሃሩ፡ ወይ ብኻል ኣገባብ ካብ’ቲ ናይ’ቶም ኮሙናት ዶባት ይገሹ።

ኣብ’ቲ ኣውራጃ 26 ኮሙናት ኣለው፡

  • Botkyrka
  • Danderyd
  • Ekerö
  • Haninge
  • Huddinge
  • Järfälla
  • Lidingö
  • Nacka
  • Norrtälje
  • Nykvarn
  • Nynäshamn
  • Salem
  • Sigtuna
  • Sollentuna
  • Solna
  • Stockholms stad
  • Sundbyberg
  • Södertälje
  • Tyresö
  • Täby
  • Upplands Väsby
  • Upplands-Bro
  • Vallentuna
  • Vaxholm
  • Värmdö
  • Österåker

 


ሓድሽ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ንዓኻ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም እትቕመጥ Welcome house ኣሎ። ኣብኡ ንስኻ ከም ሓድሽ መጻኢ ኣብ’ቲ መጀርያ ግዜ ኣብ ሽወደን ደገፍ ትወሃብ ኢኻ። ኣብኡ ዝርዝር ታሪኽ ተመክሮ ሂወትካ ንኽትጽሕፍ፡ ንኣብነትብዛዕባ ናይ ዲጂታል መሳርሒ ሕቶታት መልሲ፡ ናብ ሓደ ማሕበር ምጽንባር ሓገዝ ትወሃብ።

 

ኣዳራሻቶም ኣብ መድቡርያፕላትሰን ኣብ ሶደርማልም እዮም ዘለው።

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter