መሰል ህዝባዊ ተበጻሕነት

(Allemansrätten)

ኣብ ሽወደን ኩሉ ሰብ ኣብ ተፈጥሮ ናይ ምህላው መሰል ኣለዎ። እዚ መሰል ህዝባዊ ተበጻሕነት ይበሃል። መሰል ህዝባዊ ተበጻሕነት ንኣብነት ብእግሪ ኽንከይድ ከለና፡ ጃልባ ክንጅልብ ቢቺክልታ ክንዝውርን ፈረስ ክንጋልግ ከለና ይዝውተር። መሰል ህዝባዊ ተበጻሕነት ኩልና ኣብ ተፈጥሮ ብነጻ ክንንቀሳቐስ መሰል ይህበና። ግን ናይ ተፈጥሮን ናይ እንስሳ ሂወት ሓላፍነት ክህልወና ከምኡ’ውን ነቲ ዋና መሬትን ካልኦት በጻሕትን ሓልዮት ከንርእይ የድልይ። ስለዚ ብዛዕባ ‘’ዘይምርባሽ – ዘይምብልሻው’’ እዩ።

ብዛዕባ መሰል ህዝባዊ ተበጻሕነት ዝያዳ ሓበሬታ፡ ምጅላብን ፍረ ምእራይን ብቐሊል ቋንቋ ሽወደንን ብኻልኦት ብዙሓት ቋንቋታትን ኣብ naturvårdsverket.se ኣሎ።

 

 

 

RSS
Follow by Email
Facebook
Twitter